ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ተቐናቐንቲ ሱዳን ነቲ ንሃገሮም ዝርምሳ ዘሎ ኩናት ደው ክብልዎ ተማሕጺኑ። ሎሚ ሰሉስ ንሓፈሻዊ ዋዕላ ...
ኣብ ታንዛንያ ትማሊ ሰኑይ ተቓውሞ ንምክልካል ብዝተወስደ ስጉምቲ ኣብ ቐይዲ ዝኣተው መራሕቲ ተቃወምቲ ሰልፊታት ሎሚ ሰሉስ ናጻ ምልቃቆም ዜና ፈረንሳ ንፓርቲኦም ጠቒሱ ሓቢሩ። ዋላ’ኳ ወግዓዊ ክልከላ ...
እስራኤል ትማሊ ሰኑይ ኣብ ሊባኖስ ኣንጻር ሂዝቦላህ ብዝፈጸመቶ ሰፊሕ ደብዳብ ነፈርቲ ብውሕዱ 560 ሰባት ከም ዝሞቱን ልዕሊ 2,000 ከም ዝቖሰሉን ሚንስትሪ ጥዕና ሊባኖስ ኣፍሊጡ። እዚ ዳሕራዋይ ...
The United States is sending a small number of additional troops to the Middle East following a sharp increase in violence ...
A senior U.S. administration official has said that President Joe Biden will offer 1 million mpox vaccine shots to African ...
"ፋይዳ’’ ተባሂሉ ዝፅዋዕ ዲጂታል መለለይ መንነት ከም ዝተወሃቦም ናይ ሕቡራትሃገራት ኮሚሽን ስደተኛታት ኣፍሊጡ። ዲጂታል መፍለይ መንነት ስደተኛታት ዝተፈላለዩ ማሕበራዊን ቁጠባውን ከምኡ እውን ...
ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ነቲ ንዝሓለፉ 30 ዓመታት ክህቦ ዝፀነሐ ፕሮግራም ቋንቋ ትግርኛ ምቁራፁ ግቡእ ኣይኮነን ክብሉ ሰብ-ሞያ ቋንቋን ስነፅሑፍን ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተቓዊሞም፡፡ ቶም ሰብ-ሞያ ንድምፂ ...
ሚንስተር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ታየ ኣስቀስላሰ ግብፂ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ናብ ሶማል ዝለኣኸቶ ኣፅዋር ብዝምልከት ሻቐለቶም ገሊፆም። "ብሓይልታት ወፃኢ ዝቐርብ ኣፅዋር ነቲ ተኣፋፊ ኩነታት ...
ፌደሬሽን መጉዓዝያ ኢትዮጵያ ነቲ ልዕሊ 30 ዓመታት ዘገልገላ መኻይን ስግር-ዶብ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ከይህባ ዝእግድ መምርሒ መንግስቲ ከምዝቃወም ኣፍሊጡ። እቲ ብሚንስትሪ ትራንስፖርትን ...
ዓለምለኸ መዓልቲ ሰላም ዓርቢ 21 መስከረም 2024 ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተዓጂቡ ኣብ ከተማ መቐለ ተዘኪሩ ውዒሉ። ኣብ ከተማ መቐለ ኣዳራሸ ሆቴል ኣክሱም ዝተፀንበለ ዓለምለኸ መዓልቲ ሰላም ...
ጆ ባይደን ከም ፕረዚደንት ኣመሪካ ንመወዳእታ ግዜ ኣብዚ ሰሙን`ዚ ንዋዕላ ሕቡራት ሃገራት መደረ ከስምዕ`ዩ። ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ኣብ ዝራኸበሉ እዋን፡ ግጭት ማእከላይ ምብራቕን ኣተሓሓዝኡን ካብ ...
ኣጽዋራት ውግእ ዝጸዓነት መርከብ ግብጺ ትማሊ ሰንበት ኣብ ከተማ ሞቓዲሾ ሶማል ከም ከምዝዓረፈት ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም። ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ሶማል ብዛዕባ'ዚ ጉዳይ ክዛረቡ ኣይደለዩን፡ ...